ህፃንን ዑፍን
South African Folktale
Emily Berg

ኣዶን ኣቦን ህፃን ጓሎም ምስ ዓበይቲ ኣሕዋታ ገዲፎማ።

1

እቶም ኣሕዋታ ክፃወቱ ነታ ቆልዕዓ ረሲዖማ።

2

እታ ቆልዓ እናበኸየት ኣዕዋፍ ርኣይኣ።

3

ነታ ቆልዓ ብምንፃፋ ሓፍ ኣቢለን ሒዘንኣ በረራ።

4

ኣዲኣ ነታ ቆልዓ ኣርባዕተ ኣዕዋፍ ሒዘንኣ እንትበራ ረኣየት።

5

እተን ኣዕዋፍ ነታ ቆልዓ ይንከባኸብኣ ነበራ።

6

እተን ኣዕዋፍ ርሕቕ ምስ በላ ጭንቑራዕ ነታ ቆልዓ ውሒጣታ።

7

ነጢራ ነጢራ ነታ ቆልዓ ናብ ስድራ ቤታ መለሰታ።

8
You are free to download, copy, translate or adapt this story and use the illustrations as long as you attribute in the following way:
ህፃንን ዑፍን
Author - South African Folktale
Translation - Angesom Abadi
Illustration - Emily Berg
Language - Tigrigna
Level - First words