ሕንጉጉ ሕማቓት እዮሞ
Fabian Wakholi
Natalie Propa

ድርቂ ነይሩ። ስድራ እንዳ ኣቦይ ሃፍቱ ምንም ምግቢ ኣይነበሮምን።

1

ሓደ መዓልቲ ምግቢ ኣለሻ ኣቦይ ሃፍቱ ንበረኻ ሒዘሞም ከዱ።

2

ብዓል ዋና ዘይብሉ ተኽልታት በናና ረኸቡ።

3

ሃንደበት ሓደ ዓቢይ ሕንጉጉ መፀ።
ኣብቲ ጫካ ክፀንሑ ኣዘዞም።

4

ሓደ መዓልቲ “ወድኹም ኣብሲልኩም ኣቕርቡለይ” በሎም።

5

ምሸት ድማ እቲ ሕንጉጉ “ፅባሕ ድማ ጓልኩም ኣብሲልኩም ሃቡኒ” በሎም።

6

እቶም ቤተሰብ ጓሎም ኣብ ኦም ሓቢኦማ።

7

እቲ ሕንጉጉ “ፅባሕ ናይ ግድን ሰብኣይኪ ኣብሲልኪ ኣቕርብለይ” በላ።

8

ሓደ ምሸት ፣ እቲ ሕንጉጉ ነታ ሰበይቲ ፣ በሊ ንባዕልኺ ብሰሊ በላ።

9

ሕንጉጉ ምስ ፀገበ፣ ኣብ ትሕቲ ኦም ደቂሱ ምሕርናኽ ጀመረ።

10

እቲ ሕንጉጉ ኩሎም ብሂወት ምህላዎም ምስ ፈለጠ ብጣዕሚ ሓረቐ።

11

ኣዐሽየሞ ድማ ኩሎም ካብ ተሓብኡሉ ኦም ወረዱ።

12
You are free to download, copy, translate or adapt this story and use the illustrations as long as you attribute in the following way:
ሕንጉጉ ሕማቓት እዮሞ
Author - Fabian Wakholi
Translation - Angesom Abadi
Illustration - Natalie Propa
Language - Tigrigna
Level - First words