ህበይን ውዓግን
Cornelius Gulere
Brian Wambi

ቀደም ቀደም፡ ህበይን ውዓግን ምግቢ እናተማቐሉ ብ ሓደ ይነብሩ ነበሩ።

1

ህበይ ል ውዓግ "ብ ሓደ ንሕረስ እምሞ ብሓደ ክ ንበልዕ" በሎ።

2

ህበይ ል ውዓግ "ንስኻ ኵዓት እምሞ ኣነ ክ እዘርእ" በሎ።

3

ህበይ ል ውዓግ "ንስስኻ ዝራእ እምሞ ኣነ ክ እፅህይ" በሎ።

4

ቱ ምሸላ ምስ ባፅሐ፡ ህበይ ል ውዓግ "ቱ ምህርቲ ኣክክቦ" በሎ።

5

ህበይ "ንስስኻ ኣክክቦ እምሞ ኣነ ናብ መኽዘን ክ እወስዶ" በለ።

6

ህበይ ሰነፍ እይዩ ነይሩ። ውዓግ ሓንቲ ጕንቦ ምሸላ ጥራሕ እይዩ ሂቡዎ።

7

ህበይ ል ቱ ጕንቦ ምሸላ ወሲዱ። ኣብ መንገዲ ሓንቲ ደርሆ ረኸበ።

8

እታ ደርሆ ኵልሉ ቱ ምሸላ በሊዓትቶ። ል ህበይ እንቍላሊሕ ሂባትቶ።

9

ህበይ ቈልዑ ረኺቡ። እቶም ቈልዑ ል ቱ እንቍላሊሕ ሰይሮምምውዎ።

10

እቶም ቈልዑ ል ህበይ ማንጎ ሂበምምውዎ።

11

ህበይ፡ ሕንፃይ ረኺቡ። ሕንፃይ ል ቱ ማንጎ በሊዓ፡ ክንቲት ሂባትቶ።

12

ቃላይ ል ቱ ክንቲት ወሲዱ ል ህበይ ማይ ውሃቦ።

13

ህበይ ብ ቱ ማይ ሓውዊ ኣጥፍኣልሉ። ቱ ሓውዊ ናይ መፍሐምቲ ነበረ።

14

እቶም መፍሐምቲ ል ህበይ ፋስ ሃቡዎ።

15

ህበይ፡ ሓረድቲ ከፍቲ ረኸበ። ል ቱ ፋስ ድማ ሰበሩዎ።

16

እቶም ሓረድቲ ከፍቲ ል ህበይ ርእስን ጭራን ከፍቲ ሃቡዎ። ህበይ ዝ ይገብሮ ተዓዝዘቡ።

17

ህበይ "ናይ ንጉስ ብዕራይ ኣብ ጭቅቓ ተውሒጡ " ኢሉ ኣእወየ።

18

ሰባት ተኣክኪቦም ክ ይሕግግዙ መፅኡ። "ብ ርእሱን ብ ጭርኡን ሒዝኩም ስሓቡዎ" በለ ህበይ።

19

ህበይ "እቱ ብዕራይ ቀቲልኩምምውዎ፤ በሉ ከፍቲ ኣውዋፂእም ሃቡኒ እምሞ ል ንጉስ ክ እህቦ" በሎም ል እቶም ሰባት።

20
You are free to download, copy, translate or adapt this story and use the illustrations as long as you attribute in the following way:
ህበይን ውዓግን
Author - Cornelius Gulere
Adaptation - G. Gebremeskel
Illustration - Brian Wambi
Language - Tigrigna
Level - First words